ብሊን Tedla (@gimho2014) header
ብሊን Tedla (@gimho2014) profile picture

ፍረ ጻዕርኻ ህዝበይ 🩵💚 #YIAKL #EndHighSchoolinSawa

Toronto, Ontario
Joined December 2015
Photo by ብሊን Tedla (@gimho2014)Photo by ብሊን Tedla (@gimho2014)Photo by ብሊን Tedla (@gimho2014)Photo by ብሊን Tedla (@gimho2014)Photo by ብሊን Tedla (@gimho2014)Photo by ብሊን Tedla (@gimho2014)Photo by ብሊን Tedla (@gimho2014)Photo by ብሊን Tedla (@gimho2014)Photo by ብሊን Tedla (@gimho2014)Photo by ብሊን Tedla (@gimho2014)
ኣብቲ ኣብ ኤርትራ ኢንተርነት ዝጀመረሉ ግዜ፡ ዝበዝሐ ዝብጽሓ ኤርትራውያን ወብሳይታት እተን ከም asmarino.com ዝኣመሰላ ሓራ ሓበሬታ ዝህባን ብዛዕባ ጉዳይ ሃገር ዝጣበቓን ዝነበራ እየን። ቅድሚ ምምጻእ ከም ፈይስቡክ ዝኣመሰለ ማሕበራዊ ወብሳይታት ኢንተርነት ዝጥቀም መንእሰይ በዘን ወብሳይታት እዩ ዝጻናናዕ ኔሩ። ኣዝማሪኖ ከፊትካ ምንባብ ማለት ትብዓት ምውናንን ተስፋ ምርካብን ማለት እዩ ኔሩ። መስራቲ እዛ ወብሳይት ዝዀነ ተስፋልደት መሓረናን ካልኦት መቓልስቱን፡ ንህዝቦም ድምጺ ምእንቲ ክዀንዎ ኩሉ ዝኽእልዎ ዋጋ ከፊሎም። ቅድሚ 9 ዓመት ምስቲ ብወብሳይቱ ጥራይ ዝፈልጦ ዝነበርኩ ተስፋልደት ኣለም መሓረና ብተሌፎን ንፈለማ ግዜ ተዛራሪብና። ኣብ ኣዝማሪኖ ክቐርብ ብዛዕባ ዝኽእል ጽሑፋት ሓሳብ ተዋሃሂብና። ብዛዕባ ስርሑ ጥራይ ኣይኰነን ግን ዝግደስ። ብዛዕባ ህይወትን ናብራን፡ ኩሉ ዘገድስ ኣርእስቲ እዩ ዝሓትት። ሓደ መዓልቲ፡ እናተዛራረብና ኸለና ኣብ መንጎ መስመር ንግዚኡ ስለዘቋረጸ፡ ምስተመልሰኒ ኣብ መገዲ ስለዘሎ መስመር ከምእተባታተኸ ሓቢሩኒ። “እርጋን ከይትመጽእ ከኣ፡” ብምባል፡ ጥዕንኡ ንምሕላው ዝሕግዞ ምንቅስቓስ ኣካላት እናሰርሐ ይዛረበኒ ከምዘሎ ነጊሩኒ። ኣነ ኸኣ ተቐቢለ፡ “ንእሽቶ እንዲኻ፡ እርጋን ድኣ ገና እንድዩ፡” ኢለዮ። ስሒቑ። ዕድመይ ሓቲቱኒ ምስነገርኩዎ፡ እንደገና ስሒቑ። “ክንዳኻ ዝኸውን ውላድ ኣለኒ፡” ኢሉኒ። ቅድሚኡ ከዕልለኒ ኸሎ ኣንኢሰ ስለዝሰኣልኩዎ፡ ካብቲ ሽዑ ዝነገረኒ ዕድመ ኣዝየ ኣትሒተ’የ ዝግምቶ ኔረ። ፍርቂ ኣርብዓታት ይበጽሕ ይኸውን ዝብል ግምት ኔሩኒ። ተስፋልደት ግና ናብ 60 ገጹ እዩ ለካ ዝጻጋጋዕ ኔሩ። ኣነ ውን ምስኡ ስሒቐ። ተስፋልደት፡ ምሉእ ስሙ ተስፋልደት ኣለም መሓረና ምዃኑ ድሒረ’የ ፈሊጠ። ኣብ ኣስመራ ከለኹ፡ ኣካያዲ ኣዝማሪኖ.ኮም ወዶም ንኣቶ ኣለም መሓረና ምዃኑ ከይሰማዕኩ ምውጽአይ ገሪሙኒ። መሰታና ዀይኑ ቢስኮቲ እንዳ ኣለም መሓረና ከይበልዐ ዝዓበየ ኣይርከብን እዩ። ኣቡኡ ብዘይካ በቲ ፋብሪካ፡ ሓጋዚ ህዝቦም ብምዃኖም ውን ፍሉጥ’ዮም። ንተስፋልደት፡ ኣብ ለካቲት 2020 ኣብ ሎስ ኣንጀለስ ኣብ መንበሪኡ ክንርእዮ ምስከድና እየ ንፈለማ እዋን ብኣካል ረኺበዮ። ንዓይን ንብጾተይን ብብዙሕ ኣኽብሮት ከም ቤተሰብ ተቐቢሉና። ብዛዕባ ጥዕንኡ፡ ብዛዕባ ህይወት፡ ብዛዕባ ስራሕን ሃገርን ኣዕሊሉና። ድሕሪኡ ውን ብዙሕ ግዜ ተዳዋዊልና። እዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት ግን ሎሚ ጽባሕ ክድውለሉ እናበልኩ ግዜ ሓሊፉ። ነዊሕ ስለዝጠፋእኩዎ፡ ደሃይ ብዘይምግባረይ እስከፍ ኔረ። ከም ኣያን ከም ዓርክን ኰይኑ ስለዝሓሊ፡ ደሃዩ እንተዘይገበርካ ኣዚኻ እትስከፎ ሰብ እዩ። ንተስፋልደት ክድውለሉ ክሓስብ ከለኹ ዘቐመጥኩሉ ሕቶታት ኔሩኒ። ናይ ስድርኡ ፋብሪካ ኣብ እዋን ደርግ ከመይ ይሰርሕ ከምዝነበረ፡ ንሱ መዓስ ከምእተሰድደ፡ ከምኡ ውን ነታ ደሓር ማዕረ ፋብሪካ ቢስኮቲ ኣቦኡ ፍልጥቲ ዝዀነት ወብሳይት ብኸመይ ከምዝፈለማ ክሓቶ እደሊ ኔረ። ተስፋልደት ሓልዩ ዝኽእል ሰብ እዩ። ብቐሊሉ የትብዓካ፡ ዘዐውት ምዕዶ ይህበካ፡ ተመኵሮኡ የካፍለካ። ኣብ ህዝቡ ዘለዎ ሓልዮትን ፍቕርን ልብኻ ዝመልስ እዩ። መድርእ ምስሰማዕኩ፡ ‘ከም ተስፋልደት ዓበይቲ ዓዲ ዝዀኑ ዓሰርተ ለባማት እንተዝህልዉናስ ሕውይ ምበልና፡’ ክብል ውዒለ። ተስ፡ ስለ እቲ ኩሉ ንህዝብኻ ዘኽበርካዮ ክብረት ይሃብካ። ፈጣሪ ኣብ መንግስተ ሰማይ ኣብ የማኑ ይቀበልካ። ንቤተሰቡን ኩሎም ፈተውቱን ድማ ጽንዓት ይሃብ።
21
34
3
133
15,558
🙋🏻‍♂️#Eritrea እዚ እዩእቲ ሓቀኛ ምቅዋም ማለት ኣን ዝኣምነሉ::🇪🇷
11
9
1
25
4,514
🤦🏽‍♀️ ዘይሰምዖ ዘይብለይ
🙋🏻‍♂️#Eritrea what a shame ! 2% ከፊልኩም ዓድኹም እይተዉ ? The Eritrean regime is threatening our family back home for standing up the truth here in Diaspora .🇪🇷
2
2
397
The spontaneous and creative ways Eritreans are participating in support of the #RevealTheirNames campaign is heartwarming. @gimho2014 🙏 instagram.com/reel/C0H-r01PP… #RevealTheirNames #Eritrea
8
3
11
1,058
"Seriousness seeks to exclude play, whereas play can very well include seriousness" #IntimateTerrorism
91
It is a moral and national responsibility of every #Eritrea|n, to demand for the timely notification to the families of the fallen soldiers. Each voice counts, and collectively, we can amplify the call to offer solace to the families. #RevealTheirNames
1
3
9
457
This Post is from an account that no longer exists. Learn more
3
227
ብሊን Tedla retweeted
I’ve heard so many “dehay yelen” 😢 may our people find closure soon
#RevealTheirNames ኣስማቶም ይነገር Press Release #Eritrea
9
16
2,775
This Post is from an account that no longer exists. Learn more
2
4
251
🧐 Full face-to-face erotic intimacy is too blinding, just like looking directly to the sun!!
119
Come on bro!! If you are gutless to speak up and stand for your people behind the bars, just stfu!! If violence is the only way to get there, then we are VIOLENT!! 💚🩵
1
227
I don't understand tho, some ppl got a big mouth to yell how 'violent' ብርጌድ ንሓመዱ are to the elderly HIGDEF fellows and when you ask them if they are HIGDEF supporters, they will be like "oh i am not into this nonsense politics and stuff". Then go dig into it, they pay 2%!
1
178
💔 ሕጂ ድማ!!!!😭😭💔💔
I cannot fully express how heartbreaking it is to witness an unnecessary disaster like this. This is murder.
194
ኣብ ገዛእ ዓድኻ ናጽነት ሓሪምካ፡ ኣብ ናጽነት ዘለዎ ሃገር፡ ናጽነት ክትረክብ ተሰዲድካስ፡ መዓልቲ ናጽነተይ ኢልካ ክትዘልል ምሕዳር'ሲ ምስ ምንታይ ይቑጸር?!! So many of our people are running out of intellectuality sadly!!
1
3
144
Anxiety has another element in it that makes it cling even more strongly to its object, for it both loves and fears it !! @Kierkegaarddd
109
Anxiety is the attempt to control what cannot be controlled !! Intimate terrorism
1
142
Charles Darwin is calling all his friends to start visiting the gym starting from today !! 😂
1
80