Araia Ephrem (@agephrem) header
Araia Ephrem (@agephrem) profile picture

Stars are easy to spot! They twinkle!

Oakland
Joined January 2010
Photo by Araia Ephrem (@agephrem)Photo by Araia Ephrem (@agephrem)Photo by Araia Ephrem (@agephrem)Photo by Araia Ephrem (@agephrem)Photo by Araia Ephrem (@agephrem)Photo by Araia Ephrem (@agephrem)Photo by Araia Ephrem (@agephrem)
ኣመሎም ካብ ኮነ ንሪምና ምቁማት ናትና ውን ባህሊ'ዩ ስለ ክብራ ሙማት ንሶም ይበሉ ንሕና'ሞ ለና።
6
144
2
216
5,632
Need all of you to share this announcement. Artists for Eritrea 2nd Annual event is Nov 18-19-2023 our main goal is to build a recording studio with all state of the art equipments for our artists back home. Join here please 👉🏼 artistsforeritrea.org sustaining members🇪🇷🇪🇷
21
307
6
374
14,748
ዝኽሪ ከዋኽብቲ ስነ-ጥበብ ኤርትራ ዝሓለፈ 05 ሕዳር 2022፡ ብምኽንያት ርብዒ ዘመን ዕረፍቲ ህቡብ ስነ-ጥበበኛ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ)፡ ገለ ካብ ኣፍቀርቱ መንእሰያት ስነ-ጥበበኛታት፡ ናይ ዝኽሪ መደብ ክገብሩ ሓሳብ ኣቕረቡ። እቲ ዘቕረቡዎ ሓሳብ ብብዙሓት ደገፍ ስለ ዝረኸበ፡ በብእዋኑ እናዓመቘን እናሃብተመን ከደ። እቲ መደብ ኣብ ክንዲ ደርፍታት የማነ ብምድጋም ጥራይ ዝዕብለል፡ ዝተፈላለየ ንስነ-ጥበባዊ ኣበርክቶ የማነ ዝውክል መደባት ከጠቓልል ኣለዎ ዝብል ዝመጽአ ሓሳብ፡ እንታይ ክንገብር ንኽእል ናብ ዝብል ሕቶ መርሐ። እቲ ሓሳብ እናተመላልአ ብዝኸደ፡ “ኣብ ስነ-ጥበብ ሃገርና ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበሩ፣ ህይወቶም ንኽብሪ ስነ-ጥበብ ሃገር ዘወፈዩ ስነ- ጥበበኛታት ብዙሓት ስለ ዝዀኑ፡ ኣብዛ ናይ የማነ ደው ከይተባህለ በብእዋኑ እቲ መደብ ዝኽሪ ክቕጽል ኣለዎ፡” ዝብል ዝቐረበ ርእይቶ ተቐባልነት ስለ ዝረኸበ፡ ብማሕበር ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት እትምእከል፡ ብወለንተኛታት ስነ- ጥበበኛታት ዝቘመት ኣካያዲት ኣካል ተረቚሓ ንድፊ ስርሓ ክትስእል ጀሚራ። እዚ ሓሳብ’ዚ ምስ ተላዕለ፡ ሚኒስትሪ ዜና፡ ምርምርን ስነዳን፡ ኮምሽን ባህልን ስፖርትን ሃናጽን ኣገዳስን ርእይቶ ሂቦምሉ። ኣብዚ ናይ ወለንተኛታት ሃገራዊ መደብ ዘድሊ ምትሕብባር ክገብሩ ድልዋት ምዃኖም ድማ ገሊጾም። “ንዕቤት ኣበርክቶኦም ብዝገልጽ ኣገባብ ክዝከሩ ኣለዎም፣ ኣይገበርናን ወይ’ውን ሰናይት ድሌት ዘበገሶ ጥራይ ዘይኰነ፡ ብዝለዓለ ዝከኣል ምድላዋት ክካየድ ኣለዎ፡” ብዝብል ዝቐረበላ ሃናጺ ርእይቶ ተደሪኻ እታ ኣካያዲት ኣካል መደባታ ሰርዐት። ነዚ፡ “ዝኽሪ ከዋኽብቲ ስነ-ጥበብ ኤርትራ” ዝሰመየቶ መደብ፡ ብዝኽሪ’ቲ መበገሲ ሓሳብ ዝዀነ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) ስርሓ ክትምውስ ኣብ ምድላው ኣላ። ኣቐዲሙ፡ ኣብ ዝኽሪ ርብዒ ዘመን ዕረፍቲ የማነ ክካየድ ዝተሓስበ እዚ መደብ፡ እኹል ምድላዋት ክግበረሉን ዝተፈላለየ መደብ ክእንገድን ስለ ዝተደልየ፡ ተወሳኺ ግዜ ሓቲቱ። ጀሚሩ ንኸየቋርጽ፡ ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ ብስሩዕ ንኽኸይድ፡ መደባት ክስእልን ክሰርዕን ኣብ ጽዑቕ ስራሕ ተጸምደ። ኣብ ታሪኽ ህዝብና፡ ኣብ ኩለን ብሄራትና፡ ኣብ ዝተፈላለየ መድረኻት - ካብ ትማሊ ክሳዕ ሎሚ - ምእንቲ ክብሪ ሃገራዊ ባህሊ ንዝተወፈዩን ምሉእ ክእለቶምን ግዜኦምን ንዝሃቡን ዝካየድ መደብ ስለ ዝዀነ ቀሊል ዕማም ኣይኰነን። ስለዚ፡ ኩላትና ክንስዕቦ፡ አእጃምና ከነበርክተሉ እንሕተተሉ መደብ ድማ’ዩ። ኣብዚ ንፍቱው ስነ-ጥበበኛ የማነ ባርያ ንምዝካር ዝካየድ ፈዋናይ መደብ፡ ብሞያውያን ዝድገም ደርፍታት ተሓርዩ፣ ደረፍቲ’ውን ተመሪጾም ኣለዉ። ሙዚቃዊ ህርመት የማነ መጽናዕቲ ክግበረሉ ተደልዩ፡ ሞያውያን ተመዲቦምሉ፣ ታሪኽ ህይወት የማነ ብዝኽርታት ፈለጥቱ፡ ብጾቱ፡ መሳርሕቱ፡ ወዘተ. ዝስንድ ንኡስ መጽሓፍ ክዳሎ ተወሲኑ፡ ሓበሬታ ይእከብ ኣሎ። ኣርማ “ከዋኽብቲ ስነ-ጥበብ ኤርትራ” ተነዲፉ ተዳልዩ። እዚ ኣርማ’ዚ፡ ኣብቲ መዓልቲ ዝኽሪ ንስድራ-ቤት ናይቲ ዝዝከር ስነ- ጥበበኛ ዝወሃብ እዩ። ዝኽሪ ንስለ ዝኽሪ ንኸይከውን፡ ምድጋም ደርፊ ጥራይ ንኸይዕብልል፡ ንታሪኽ ህይወት ናይቲ ዝዝከር ስነ- ጥበበኛ ዝገልጹ ዓይነታውያን መደባት ክስኣሉ፡ ፈጠራውነት ዝተሓወሶ ኣቀራርባ ክስርሓሉ፡ ኣርማን መዝሙርን ናይቲ መደብ ክዳሎ፡ ዕቤት፡ ጽባቐን ኣወዳድባን ክድፍኣሉ፡ ምንጪ ኣታዊ ክውሓስን እቲ መደብ ነፍሱ ክኢሉ ዝኸደሉ መንገዲ ክናደን፡ ወዘተ. ዝብሉ ጉዳያት ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመት ኣቢሉ ክስርሓሉን ክጽዓረሉን ጸኒሑ። እዚ መደብ ብቐንዱ ናይ ወለንታውያን ስለ ዝዀነ፡ ዋናኡ እቲ ሓፋሽ እዩ። ብጥበብ ንዝመርሕዎን ዝገለጹዎን ዝወከሉዎን ኣብ ዝዝክረሉ ድማ ተሳትፎኡ ክዓዝዝ ግድን’ዩ። እዚ መደብ ብመሰረቱ ናይ ግዱሳት ወለንታውያን እዩ። ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚ ብዝተፈላለዩ ሰባት ድማ ከም ሓሳብ ክቐርብ ጸኒሑ። እንሆ እዛ ንዝኽሪ የማነ ኢላ ዝመጽአት ሓሳብ፡ ነቲ ድጉል ባህጊ ብዙሓት ክዉን ገይራቶ። እቲ ወለንታውነት ናይ ብዙሓት ደገፍ ስለ ዝረኸበ ኸኣ ደሓን ሰጒሙ ክበሃል ይከኣል። ዝኽሪ ከዋኽብቲ ስነ- ጥበበኛታት፡ ኣብ ስነ-ጥበብ ሃገር ወሳኒ፡ መሰረታዊ፡ ዓይነታዊ ኣበርክቶ ናይ ዘፍረዩ ዝኽሪ ብምዃኑ ርዝን ይብል’ዩ። ምእንቲ ስነ-ጥበብ ሃገር ክንብል እንከለና፡ ኣብ መድረኻት ስነ-ጥበብ ኤርትራ ብሓፈሻ - ቅድመ-መግዛእቲ፡ ኣብ እዋን መግዛእቲ፡ ብረታዊ ቓልሲ፡ ኣብ ናጻ ሃገር - ውጽእ ዝበለ፡ ልሉይ፡ ግዜ ዘየህሰሶ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ምዝካር እዩ። ከምዚ ዝኣመሰለ ኣበርክቶ ዝገበሩ ስነ- ጥበበኛታት ኣብ ልብን መንፈስን ህዝቦም ስለ ዝሰርጹ፡ እቲ ወለንታውነት ናይ ውሑዳት ዘይኰነስ ናይ ኩልና’ዩ። ብስነ- ጥበባዊ ዕዮታቶም፡ ከለዉን ምስ ሓለፉን፡ ወትሩ እንዝክሮምን እነኽብሮምን ስነ- ጥበበኛታት ኣብ ኩሉ ቋንቋታትና ኣለዉ። መን እንታይ ኣበርኪቱ ምፍላጥ ዘየጸግም’ኳ እንተ ዀነ፡ ቀሊል ግን ኣይኰነን። እዚ ድማ ብክኢላታት እናተመርጹ ከም ዝዝከሩ ክግበር’ዩ። ኣብ ስነ-ጥበብ ሃገር “ልሉይ ተራ፡ መሰረታዊ ወይ ዓቢ ኣበርክቶ፡” ዝገበሩ ክንብል እንከለና ካበይ ክሳዕ መዓስ ዝነበሩ እዮም? መነ-መን እዮም? ኣበየናይ ዓውዲ ኢና ከነተኵር? ኣብ ዝብሉ ሕቶታት ናይ ሓባር መረዳእታ ክህልወና ኣገዳሲ’ዩ። እዚ፡ ዝያዳ ብሞያውያን ዝግምገም’ኳ እንተዀነ፡ ኩላትና እንሰማምዓሎም ኣብ ኩለን ቋንቋታትና ብርቂ ኣበርክቶ ዝገበሩ ኣርካናት ስነ- ጥበብ ክንረቍሕ ግን ኣይንጽገምን ኢና። እቲ ሕቶ መን ተመሪጹ መን ኣይተመርጸን፣ ብመን ተጀሚሩ መን ስዒቡ ኣይኰነን፣ እቲ ዝኽርን ክብርን ብሓፈሻ ንኹሉ ኣብ ዕቤት ሕብረተሰብ ዘበርከተ ዝግባእ’ዩ። ካብኡ ናብኡ ወይ’ውን ንእመት ስድሪ ኣላታ ዘይኰነ ግን፡ ኣብ በበይኑ መድረኻትን እዋንን ውጽእ ዝበለ፡ ልዑል ስነ-ጥበባዊ ክብሪ ዝረኸበ ዕዮታት ዘፍረዩ ኣለዉና። እቲ መደብ እምበኣር ነዚኣቶም ብፍላይ ክብሪ ንምሃብን ብኡ ኣቢልካ ድማ ንኹሎም ንምዝካርን ሓድሽ ወለዶ ስነ- ጥበበኛታት ንምትብባዕን ዝዓለመ እዩ። ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ድምጾም፡ ምስሎም፡ ነጸብራቕ ዕዮኦም ንዓሰርተታት ዓ መ ታ ት ብ ዘ ይ ም ቍ ራ ጽ ዝ ሰ ማ ዕ ና ዮ ም ፡ ዝረኣናዮም፡. . . ስነ- ጥበበኛታት ምዝካር፡ ነቲ ዝፈጠሩልና ኣበርክቶ ምጽንባል ጥራይ ዘይኰነ፡ ሓደስቲ ወለዶ ስነ-ጥበብ ነቲ ሞያ ብልዑል ክብሪ ንኽሕዝዎን ክ ቕ ጽ ል ዎ ን ዝ ድ ር ኽ ን ዝቕስቅስን እዩ። ብሉጽ ዕዮ ስነ- ጥበብ ካብ ሓደ ወለዶ ናብቲ ካልእ እ ና ተ መ ላ ል አ ምስ ዝኸይድ እዩ ህላወኡን ቀጻልነቱን ዘውሕስ። ሓደ ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ ዕዮ ብሉጽ ዝኸውን ከኣ ስለ ዝተሰርሐን ስለ ዝተራእየን ዝተሰምዐን ዝተነበን ጥራይ ኣይኰነን። መግለጺ ብሉጽ ስነ- ጥበባዊ ዕዮ ጽልዋኡ ኣብቲ ዝውክሎ ሕብረተሰብ እዩ። ክሳዕ ክንደይ እዩ ነቲ ሕብረተሰብ ብዝለዓለ ጥበባዊ ጽባቐ ዝገልጾ፡ ዝመርሖ፡ ድምጺ ዝዀኖ ድማ ኣብቲ ታሪኽ ተወኪስካ ዝፍረድ እዩ። ኣብ ዘመኖም ፍሉያት ኰይኖም ዝፍጠሩ ወይ’ውን ኣብ መላእ ዘመን ውጽእ ኢሎም ዝረኣዩ ስነ-ጥበበኛታት ኣለዉ። ብዓይነት ናይቲ ዘፍርዩዎ ድማ ክንዮ ዶባቶም ኣብ መላእ ዓለም ክፍለጡ ይኽእሉ - ጥበብ ናይ ዓለም ቋንቋ ስለ ዝዀነ። ኣብ ሃገርና፡ ምስቲ ዝተሓልፈ ዝተሓላለኸ መድረኻት መግዛእትን መኸተን፣ ቃልስን ጽንዓትን፣ ናጽነትን ልምዓትን፣ ወራርን መኸተን ተኣሳሲሩ ዝማዕበለ ባህሊ መኸተ ስነ-ጥበብ ኣሎና። እዚ ናይ መኸተ ስነ-ጥበብ’ዚ ኣብቲ ዝውክሎ ነዊሕን መሽጐራጕር ዝበዝሖን ጉዕዞኡ፡ ብስነ-ጥበብ ኣብ ምግላጹ ብዙሕ ጻዕሪ ተሓሊፉ’ዩ። ኣብ ግዜ ድሕር ኢልና እንተ ርኢና’ውን ኣብቲ ኣፋዊ ያታ፡ ንመኸተ፡ ማሕበራዊ ህይወትን ተፈጥሮን ንምግላጽ ዘሎ ጥበብ ጽቡቕ መወከሲና እዩ። “ዝኽሪ ከዋኽብቲ ስነ-ጥበብ ኤርትራ” እምበኣር፡ ብቐንዱ ንዘበርከተ ሞሳ ምሃብ ዝዓለመ’ዩ። እቶም ዝዝከሩ ናይ ኩላትና ስለ ዝዀኑ ኸኣ ኣብቲ ዝካየድ መደባት ብልዑል ወኒን ኣበርክቶን ክንሳተፍ ንውዕለቶም መለሳ ዝህብ’ዩ። ኣብ ደረፍቲ እንተ መጺእና፡ ደርፍታቶም ክንሰምዖ እንውዕልን እንሓድርን ደረፍቲ ዝኽሮም ኣብ ዝግበረሉ እንታይ ከነበርክት ንኽእል ምስ ነፍስና ምልዛብ ጥራይ እዩ ዘድልየና። ከምቲ ድምር ስራሓቶም ዓቢ ሃገራዊ ሓይልን ቅርስን ክኸውን ዝበቕዐ፡ እታ ንሕና እነበርክታ ንእሽተይ ተደማሚራ ንዕቤትን ቀጻልነትን ናይቲ መደብ ዓቢ ትርጉም ኣለዋ። ብዓል ንዋይ ብንዋዩ፣ ብዓል ክእለት ብኽእለቱ ክሳተፎ ድማ ኣለዎ። እቲ ሓሳብ ተበጊሱስ ኣብ ትግባረ በጺሑ’ሎ። ቐጻልነት ከኣ ወሳኒ’ዩ። ብሃታሃታን ብጸቕጢ ግዜን ዝካየድ ግን ኣይኰነን። እኹልን ምዅኑይን ምድላዋት ክግበረሉ ስለ ዘለዎ፡ ቀስ-ብቐስ ሰብን ግዜን እናመረጽካ ዝካየድ’ዩ። ደው ንኸይብል፡ ናይ ኩላትና ተሳትፎ ይሓትት ኣሎ። ኣብ ዝሓለፉ ጥራይ ከይተሓጽረ፡ እንተ ኣርኪቡስ ንዘለዉ ዓበይቲ ስነ-ጥበበኛታትና ከርክበሎም ይኽእል’ዩ። ኣበርክቶና እንታይ ይዅን? ዝብል ሕቶ ክንምልሶ ጽቡቕ’ዩ። እዚ መደብ ብወለንተኛታት ዝተበገሰ ክሳዕ ዝዀነ ናይ ወለንተኛታት ኰይኑ ክቕጽል’ዩ እቲ ድሌት። ቀጻልነቱ ድማ፡ ማዕረ- ማዕረ’ቲ ዘካይዶ ወይ ከካይዶ ዘለዎ ምንጪ ኣታዊ ዝኸውን ንጥፈታት፡ ብኣበርክቶ ስድራ-ቤት ስነ-ጥበብ እዩ ክኸይድ ዘለዎ። ካብዚ ብምብጋስ ኣብ ንግዳዊ ባንክ ኤርትራ ብስም ዝኽሪ ከዋኽብቲ ስነ-ጥበብ ኤርትራ ቍጽሪ ሕሳብ ተኸፊቱ’ሎ። ኣብ ናይ ሓባር፡ እታ ዝነኣሰት ኣበርክቶ ዓባይ እያ። ስለዚ፡ ብፍላይ እቶም ትካላት ምዝንጋዕ ዝውንኑ፡ ብነጻ ደርፍታቶም ዘስምዑና ዘለዉ ከዋኽብቲ ስነ-ጥበብ ንምስሳን ሃየ ዓዓቕምና ነበርክት። ክቡራት ተኸታተልቲ፡ ኣብ ዝቕጽል ምስ ኣካየድቲ “ዝኽሪ ከዋኽብቲ ስነ- ጥበብ” ዘካየድናዮ ዕላል ትሕዝቶ ከነቕርበልኩም ኢና።
67
1
88
4,365
On invitation of President Cyril Ramaphosa, President Isaias Afwerki departed to South Africa in morning hours tdy to attend BRICS-AFRICA OUTREACH & BRICS PLUS DIALOGUES at XV BRICS SUMMIT which will be convened on Aug. 24 this week.Presidential delegation includes FM Osman Saleh
7
874
46
1,241
64,907
Araia Ephrem retweeted
“ቅያ ስጡም መስርዕ” ብዝብል ቴማ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ13 ነሓሰ ብወግዒ ዝኸፈቶን ልዕሊ 500 ሽሕ ነጋድያን ዝበጽሕዎን ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ 2023፡ ትማሊ 20 ነሓሰ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ብዝተገብረ ስነ-ስርዓት ተዛዚሙ።
6
296
3
358
6,759
I have been praying for Yohanes and his family. We need more prayers. We have to find him! Bay Area, let’s give this amazing young man back to his family. Someone knows where he is. cornellsun.com/2023/08/18/yo…
3
42
2
48
2,870
📢 Dear @Netflix, Allow me to express a candid perspective from the vantage point of an expert in public relations. The situation surrounding the missing employee, #YohanesKidane, demands an empathetic and strategic response that aligns with your brand's values.
4
94
9
164
17,976
Son of an immigrant biopic coming soon! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 in depth of life story! Teaser trailer!
5
74
1
133
5,039
Eritrea is an example of an independent and self-determining African state. Its people are rightly proud of their history. Read my latest in Black Agenda Report. #Eritrea @blkagendareport blackagendareport.com/eritre…
90
572
23
948
69,652
#Eritrea: Fifth NCEA conference in Seattle opened yesterday. Event graced by the presence of Gash Barka, Anseba, & Northern Red Sea Governors. Conference discussed annual reports of constituent associations. Cultural show by renowned groups from homeland shabait.com/2023/08/02/fifth…
3
646
13
840
24,748
This will require marshalling of requisite resources, Pre. Isaias noted. Africa owns 60% of global natural resources & it is high time for Africa to fully exploit its potential to guarantee prosperity of its peoples. Russia's potential & capabilities can be tapped in the endeavor
2
427
5
587
13,641
Pre. Isaias Afwerki & his delegation earlier met with Russian Minister of Science & Higher Education,Valery Falkov on cooperation in the sector by upgrading 2018 bilateral agreement. Pre. Isaias also met with Igor Levitin,Aide to Pre. Putin on cooperation on wider trade logistics
510
12
747
20,707
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲንን፡ ትማሊ ምሸት ኣብ ዝገበርዎ ክልተኣዊ ርክብ፡ ኣብ ምምዕባል ዝምድና ኤርትራን ፈደረሽን ሩስያን ኣብ ዝተፈላለየ ጽላታት፡ ከምኡ’ውን ሓባራዊ ኣገዳስነት ኣብ ዘለዎም ጉዳያት ዘትዮም። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኲናት ሩስያን ዩክሬንን፡ ብኣመሪካ ዝምርሑ ሓይልታት ምዕራብ፡ ንዩክሬን ገንሸል ብምግባር ንሩስያ ኣንበርኪኾም ዓብላልነቶም ንምርግጋጽ ዝኣወጅዎ፣ ኣብ መንጐ ምዕራብን ሩስያን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ከምዝዀነ፣ እንተዀነ ብኣንጻሩ ነቲ ብሕትመት ባጤራ ክድግፍዎ ንዝሓስቡ ዘለዉ ሰንከልከል ዝበለ ቊጠባኦም ኣዳኺሙ፡ ናብ ኣፈፌት ውድቀት ይወስዶም ከምዘሎ ገሊጹ። ኣብ ቊጠባዊ መዳይ’ውን፡ ኣብ ልዕሊ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝብይንዎ ዘለዉ እገዳታት፡ መሳርሒ ናይ’ቲ ቁጠባዊ ዕብለላ ንምርግጋጽ ዝኽተልዎ ገባቲ ፖሊሲታት ከምዝዀነ ዝሓበረ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ህዝብታት ዓለም ካብ’ዚ እንኮ-ቐጽራዊ ገባቲ ስርዓት ንምግልጋል ኣብ ዝቃለሱሉ ዘለዉ እዋን፡ ሩስያ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃን ካልኦትን ተሓባቢራ፡ ነዚ ዝብድህ ስትራተጂ ብምሕንጻጽ ግቡእ ተራኣ ክትጻወት ከምዝግባእ ኣገንዚቡ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣስዒቡ፡ ኤርትራ ምስ ሩስያ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ንእትገብሮ ምትሕግጋዝ ብዝምልከት ውዱእ ስትራተጂካዊ ውጥን ከምዘለዋ ብምብራህ፡ ብፍላይ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብ ኣበርቲዓ ከምእትሰርሕ ኣረጋጊጹ። ፕረዚደንት ፑቲን ብወገኑ፡ ምስ ኤርትራ ንምትሕግጋዝን ብሽርክነት ንምስራሕን ብወገን ሃገሩ ንዘሎ ድልውነት ኣረጋጊጹ። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ብወገን ኤርትራ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣምባሳደር ጴጥሮስ ጸጋይን፣ ብወገን ፈደረሽን ሩስያ ድማ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰርጌ ላቭሮቭ፡ ምኽትል ሚስተር ጉዳያት ወጻኢ ሚስተር ቦግዳኖቭ፡ ኣፈኛ ቤት-ጽሕፈት ፕረዚደንት ዲሚትሪ ፐስኮቭን ኣምባሳደር ኢጎር ሞዝጎን ተሳቲፎም ነይሮም። ብዘይካ’ዚ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብ27 ሓምለ ምስ ሚኒስተር ሳይንስን ላዕለዋይ ትምህርቲን ፈደረሽን ሩስያ ሚስተር ቫለሪ ፋልኮቭ ተራኺቡ፡ ኣብ መደባት ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብ ተዘራሪቡ። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ሚኒስተር ቫለሪ፡ ብመሰረት’ቲ ኣብ 2018 ዝተገብረ ክልተኣዊ ስምምዓት፡ ኣብ ዓውድታት ስነ-ፍልጠት፡ ጥዕና፡ ሕርሻ፡ ቴክኖሎጂን ካልእን በብእዋኑ ዕድላት ማህደረ-ትምህርቲ ክወሃብ ከምዝጸንሐ፣ ነዚ ንምሕዳስን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ክብ ንምባልን ድማ መንግስቲ ሩስያ ድልው ምዃኑ ኣረጋጊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብወገኑ፡ ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብ መሰረት ምዕባለን ዕብየትን ስለዝዀነ፡ ኣገልግሎት ትምህርቲ ናብ ኩሉ ምብጻሕ መሰረታዊ ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራ ከምዝዀነ ብምግላጽ፡ ኣብ ዕድላት ትምህርቲ ከይተሓጽረ፡ ዝለዓለ ወጻኢታት ብምግባር፡ ዓቕሚ-ሰብ ብዓይነትን ብዝሒን ንምምዕባል ቀዳምነት ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣረጋጊጹ። ነቲ ኣብ’ዚ ዓውዲ ዝግበር ምትሕግጋዝ ንምትግባርን ንምክትታልን፡ ካብ ክልቲኡ ወገናት ሓባራዊ ኰሚተ ክቐውም ድማ ተረዳዲኦም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኣቐዲሙ’ውን ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ብ26 ሓምለ ምስ ሚስተር ኢጐር ለቪቲን - ተሓጋጋዚ ፕረዚደንት ፈደረሽን ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ተራኺቡ፡ ኣብ ምምዕባል ዝምድናታት ኤርትራን ፈደረሽን ሩስያን፡ ከምኡ’ውን ሓባራዊ ኣገዳስነት ኣብ ዘለዎም ጉዳያት ከምእተዘራረቡ፡ ልኡኻት ሚኒስትሪ ዜና ሓቢሮም።
261
4
367
9,379
Araia Ephrem retweeted
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሎሚ ምስ ዲሚትሪ ሳቬሌቭ - ምኽትል ኣቦ-መንበር ታሕተዋይ ባይቶ - ‘ዱማ’ ተራኺቡ፡ ኣብ ምምዕባል ዝምድናታት ዘትዩ። ኣብ ‘ትካል ጽገናን ምሕዳስን ሄሊኮፕተራት ስፓርክ’ ድማ ዑደት ኣካዪዱ።
19
360
5
525
10,348
Pre. Isaias Afwerki met Deputy Chairman of Russia's State Duma (Lower House of Parliament), Dmitry Savalev, who thanked Eritrea on its position on Ukraine conflict & announced forthcoming visit of Duma delegation to Ertrea.Delegation also visited Spark Plant on Helicopter Repairs
554
12
774
24,614
The participation of Eritrean President Isaias #Afwerki in the upcoming #RussiaAfricaSummit in St. Petersburg would bring concrete results for bilateral relations, the country’s ambassador to the #UN, Sophia Tesfamariam, told Sputnik.
10
221
10
345
24,743
Arrival of President Isaias Afwerki and his delegation at St. Petersburg this afternoon. The two-day Russia-Africa Summit will open tomorrow under the theme:"For Peace, Security and Development"
2
873
25
1,389
50,446
Araia Ephrem retweeted
ኣብ ውድድር 10 ኪሎሜተር ደቂኣንስትዮ፡ ኦሎምፒካዊት ኣትለት ራሄል ዳኒኤል - ቀዳመይቲ፡ ኦሎምፒካዊት ኣትለት ናዝሬት ወልዱ - ካልኣይቲ፡ ኦሎምፒካዊት ኣትለት ዶልሺ ተስፉ - ሳልሰይቲ ወጺአን።
10
205
3
322
6,583
Araia Ephrem retweeted
Biniam Girmay after winning stage 2 of Tour de Suisse: "This victory gives me confidence for the Tour de France. It's been a long time since I won a bunch sprint against the big guys, so it's great for me and the team.”
3
127
1
243
6,175
On the invitation of President Vladimir Putin, President Isaias Afwerki has departed to Moscow in mid-morning hours today for a four-day official visit. Presidential delegation includes Foreign Minister Osman Saleh and Commissioner for Culture and Sports, Ambassador Zemede Tecle
11
991
98
1,685
174,377