Azeb 70 እንደርታ (@AzebAz6) header
Azeb 70 እንደርታ (@AzebAz6) profile picture

Tigray ❤💛ዉግሕ ክትብል ምድሪ ብብስራት ፀሓይ ከመይ ሓዲራ ይብል ይሓተልኪ ደሃይ አደይ ትግራይ #Good morning Tigray

Joined February 2022
ዝኽሪ 6ይ ዓመት ዘርኢ ምፅናት ትግራይ ጥቅምቲ 24/2013 ዓ/ም💔መቸም ዘይርሳዕ ፀሊም🖤 ታሪኽ‼
2
2
137
ዘይነቅሕ ድካ ወዲ ማርያም ኽሊዐው ከም ቆፅሊ ይረግፋ🙆 መራሕቲ ድሕረት ግን ዛኣከብዋ ሃፍቶም ንምብላዕ ኢዶም ይህቡ ይገርመካ እዩ ንቃሕ ኣታ ሃናን መንእሰይ TDF ምንባር ኣይድገሚ ክትነብር ፈትን
1
3
2
189
መቀለዋይ❤🥺
🤖 Made with AI
2
2
205
ሰምሃልዋ ወግዕኺ 1፡21 hኮፍ ኢለ ሰሚዐልኪ ምንም እዩ መእሰሪ ለይብሉ ትርፎ ዓበድበድ።ልሳሞራ ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ ልኾነትሉ ብምንታይ መለክዒ እዩ ንገረኒ ልበልክዮ 30 ዓመት ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ እያ ልበለና ኣቦኺ እምበይ ሳሞራ የኾነይ።
1
1
2
153
እንታይ ሞ ክንገብር ዕድልና ኮይና 🥺
2
1
264
ሓቂ እዩ መን ሞ ሰማዒ ልቦና ያሃቦም
1
1
229
ትኽክል ኣነ መግለፂ ዘይብለይ ምስጋና እዩ ዘለኒ ዞም የሕዋተይ ካብ ልበይ እየ ዝፈትወኩም🥰🙏💙💙💙💙
3
2
2
543
ጓል ሃገርና ኣብ ጎንኪ ኢና🙏🥰 @neo_tigray @Akebom29 @MizerTigrewayti @TigraySelm77126 @Marnjam1
1
1
2
201
PLEASE VOTE FOR THIS RESILIENT BEAUTY QUEEN FROM ETHIOPIA #MISSWORLD_2026 missworld.1voting.com
2
1
4
1,202
ሎሚ ኣብ ጉዳይ ቅትለት ንእስቲ #ዘውዱ_ሃፍቱ! ፍትሕን ርትዕን ዘየረጋግፅ ዝኾነ ይኹን ውድብ ይኹን ሓይሊ ፅባሕ ንህዝብና ፍትሒ ከረጋግፅ ይኽእል እዩ ተባሂሉ ፈፂሙ ኣይሕሰብን:: #ፍትሒ_ንዘውዱ
2
2
227